information will be add very soon…

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ምስ ልዕሊ 400 ዝኾኑ ካብ ወረዳታትን ከተማታትን ዝመፁ መሓውር ሰራሕተኛታት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ መደባት ገምጋም ገይሩ።
እቲ ገምጋም ዕለት 29/6/17 ዝተጀመረ ኮይኑ ኣብ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳተታት ምይይጥ ክግበር ክኢሉ ዩ።እቲ መድረኽ ብኮምሽነር ዶ/ር ሃንሳ ተኽላይን ምክትል ኮምሽነር በርሀ ወ/ጀወርግስ ዝተመርሐ ኮይኑ ዳ/ሬታት መተሓባበርቲ መመያየጢ ፅሑፍ ከቕርቡ ክኢሎም ዮም።ብወገን ተሳተፍቲ ንጡፍ ተሳትፎ ብምግባር ክዓሙቕ ዝግበኦ ሓሳባት ትኹረት ንምግባር ተኻኢሉ ዩ።ኣብ መወዳእታ ኣብ ቀፀልቲ መደባት እንታይ ክስራሕ ከምዘለዎ መደብ ዝተወሃበ እንትኸውን ዳ/ሬታት በቢኣካሎም ክራኸቡ ብምግባር ናይ ሓባር መድረኽ ክጠቓል ኪኢሉ ዩ።

One thought on “information will be add very soon…”

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *