ብዛዓባና

-ናይ ነዊሕ፣ማእኸላይን ሓፂርን  ትልሚ ልምዓት ትግራይ የዳሉ፣ይከታተል፣ይግምግም በጀት የዳሉ፣ናብ ወረዳታት፣ከተማታት፣ጨንፈር ኣብያተ ዕዮ፣ክልል ኣብያተ ዕዮ ፍትሓዊ ብዝኾነ መንገዲ ይድልድል፣የመሓድር

-ትልሚ ልምዓት፣ፀብፃብ፣ኣፈፃፅማ ፕሮጀክታት፣ምሕደራ በጀት ይከታተል ይግምግም።