
information will be add very soon…..
ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ምስ ልዕሊ 400 ዝኾኑ ካብ ወረዳታትን ከተማታትን ዝመፁ መሓውር ሰራሕተኛታት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ መደባት ገምጋም ገይሩ። እቲ ገምጋም ዕለት 29/6/17 ዝተጀመረ ኮይኑ ኣብ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳተታት ምይይጥ ክግበር ክኢሉ ዩ።እቲ መድረኽ ብኮምሽነር ዶ/ር ሃንሳ ተኽላይን Read More …
መዓልቲ ማርች 8 ብሰራሕተኛታት ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብድሙቕ ተኸቢሩ። ማርች 8 ንሰላምን ሓድነትን ብዝብል ቴማ ዝተኸበረ ኮይኑ እቲ መድረኽ ብኮሚሽነር ዶ/ር ሃንሳ ተኽላይን መተሓባበሪት ስርዓተ ፆታ ኮሚሽና ወ/ሮ ኮምዒስ መሓሪ እናተመርሐ ኣብ ዝተዳለወ መበገሲ ፅሑፍ ምይይጥ ዝተገበረ ኮይኑ ኣብ መወዳእታ Read More …
ፕላን ኮሚሽን ትግራይ ኣብ ዝተኣታቶ ዘሎ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ትልሚ ምድላውን ምሕደራን በጀት ኣመልኪቱ ብፓይለት ምስ ዝተሓረያ ኣብያተ ዕዮ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ን4ተ መዓልቲ ዝፀንሐ ስልጠና ሂቡ።ኣብቲ ስልጠና ሓላፊትን ምክትልንኮሚሽና ዝተረኸቡ ኮይኖም ካልኦት ዝምልከቶም ሰልጠንቲ ኮሚሽና ውን ተረኺቦም ዮም።ዋና ዕላማ ናይቲ Read More …