ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ 6ተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ መደብ ምግምጋም ጀሚሩ ኣሎ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ 6ተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ መደብ ምግምጋም ጀሚሩ ኣሎ።እዚ ገምጋም ን2ተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ናይ ቀፃሊ መደብ ኦሬንተሽን ሓዊሱ ካልኦት ኣጀንዳታት ክረአዩ እዮም።ብኮሚሽን ኮሚሽነር ዶ/ር ሃንሳ ተኽላይን ብምክትል ኮሚሽነር ኣይተ በርሀ ወ/ጀወርግስን እናተመርሐ ዕለት 15/6/2017 Read More …

information will be add very soon…..

{:es} ፕላን ኮሚሽን ትግራይ ኣብ መላእ ትግራይ ምስ ዝርከቡ ኣመራርሓ ዕውት ምይይጥ ኣካይዱ። ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ዋና ኣመሓደርቲ፣ከንቲባታት ፣ኣፈ ጉባኤታት፣ሓለፍቲ ፋይናንስን መተሓባበርቲ ልምዓታዊ ትልሚ ብተወሳኺ’ውን ሓለፍቲ ቢሮታት፣ኤጀንሲታትን ኮምሽንን ብድምር ልዕሊ 400 ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ዘሳተፈ መድረኽ Read More …