መዓልቲ ማርች 8 ብሰራሕተኛታት ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብድሙቕ ተኸቢሩ።ማርች 8 ንሰላምን ሓድነትን ብዝብል ቴማ ዝተኸበረ ኮይኑ እቲ መድረኽ ብኮሚሽነር ዶ/ር ሃንሳ ተኽላይን መተሓባበሪት ስርዓተ ፆታ ኮሚሽና ወ/ሮ ኮምዒስ መሓሪ እናተመርሐ ኣብ ዝተዳለወ መበገሲ ፅሑፍ ምይይጥ ዝተገበረ ኮይኑ ኣብ መወዳእታ ዝተጓደላ ኣባላት ኮሚቴ ደ/ኣንስትዮ ብምምራፅ ዕውት በዓል ክበዓል ኪኢሉ ዩ።
መዓልቲ ማርች 8 ብሰራሕተኛታት ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብድሙቕ ተኸቢሩ።