እንቋዕ ናብ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ኮሚሽን ትልሚ ትግራይ ብደሓን መጻእኩም

እንቋዕ ናብ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ኮሚሽን ትልሚ ትግራይ ብደሓን መጻእኩም ኣብዚ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ምህላውኩም ኣዝዩ ክብሪ ይስመዓና። ትግራይ ብዘይተለምደ እዋን ትሓልፍ ኣላ። ህላወኣ ባዕሉ ካብ ማሕበራውን ቁጠባውን ፖለቲካውን ብድሆታት ኣብ ትሕቲ ዘይተኣደነ ጸቕጢ ይርከብ። እቲ ዞባ ኣብ ሰለስተ ዓሰርተታት Read More …

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ 6ተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ መደብ ምግምጋም ጀሚሩ ኣሎ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ 6ተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ መደብ ምግምጋም ጀሚሩ ኣሎ።እዚ ገምጋም ን2ተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ናይ ቀፃሊ መደብ ኦሬንተሽን ሓዊሱ ካልኦት ኣጀንዳታት ክረአዩ እዮም።ብኮሚሽን ኮሚሽነር ዶ/ር ሃንሳ ተኽላይን ብምክትል ኮሚሽነር ኣይተ በርሀ ወ/ጀወርግስን እናተመርሐ ዕለት 15/6/2017 Read More …

ፕላን ኮሚሽን ትግራይ ኣብ መላእ ትግራይ ምስ ዝርከቡ ኣመራርሓ ዕውት ምይይጥ ኣካይዱ

ፕላን ኮሚሽን ትግራይ ኣብ መላእ ትግራይ ምስ ዝርከቡ ኣመራርሓ ዕውት ምይይጥ ኣካይዱ። ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ዋና ኣመሓደርቲ፣ከንቲባታት ፣ኣፈ ጉባኤታት፣ሓለፍቲ ፋይናንስን መተሓባበርቲ ልምዓታዊ ትልሚ ብተወሳኺ’ውን ሓለፍቲ ቢሮታት፣ኤጀንሲታትን ኮምሽንን ብድምር ልዕሊ 400 ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ዘሳተፈ መድረኽ ኣብ Read More …

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ምስ ልዕሊ 400 ዝኾኑ ካብ ወረዳታትን ከተማታትን ዝመፁ መሓውር ሰራሕተኛታት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ መደባት ገምጋም ገይሩ።

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ምስ ልዕሊ 400 ዝኾኑ ካብ ወረዳታትን ከተማታትን ዝመፁ መሓውር ሰራሕተኛታት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ መደባት ገምጋም ገይሩ። እቲ ገምጋም ዕለት 29/6/17 ዝተጀመረ ኮይኑ ኣብ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳተታት ምይይጥ ክግበር ክኢሉ ዩ።እቲ መድረኽ ብኮምሽነር ዶ/ር ሃንሳ ተኽላይን Read More …